Copyright © 2009 Eritrean Holy Trinity Orthodox Santa Clara County. All rights reserved.

 

 

ናይ ኤርትራ ቅ/ስላሴ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ሳንታ ክላራ ካውንቲ

 

 

’’ናብ ቤት እግዚአብሄር ንክድ ምስ በሉኒ ተሐጎስኩ።’’ (መዝሙር፡ዳዊት122፡1)

ናይ ኤርትራ ቅድስቲ ስላሴ ኦርቶደክስ
ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ንኽሉ አብ ሳንሆዘን ክባቢአን ትርከቡ
ሕዝቢ ክርስትያን ምእመናን ናይ ተዋሕዶ ሃይማኖት ተኸተልቲ
ንበቴክስትያና መስርሒ ዝኸውን ሐገዝኩም ስለንደሊ
ብዝካአለኩም ዓቅሚ አብዚ ዝቅጽል አድራሻ ክትሕጉዝናን
ክትታሐባበሩናን ብትሕትና ንሐትት።

ከምኡ እውን ማሕበርተኛ
ናይ ኢዚ ቤተክርስትያን ንክትክኑ ምሉእ ሽምኩም፡ አድራስሻኩም፡
ቁጽሪ ስልኪኩም አብዚ ዝቅጽል አድራሻ ንክትልእክዎ ብትሕትና
ንሐትት።



Eritrean Holy Trinity Orthodox Tewahdo
Church of Santa Clara County
P. O. Box 110581
Campbell,Ca 95011
 

 

ናይ ኣባልነት ፎርም / Membership Form

 

Click here to print Membership form