Copyright © 2009 Eritrean Holy Trinity Orthodox Santa Clara County. All rights reserved.
ናይ ኤርትራ ቅ/ስላሴ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ሳንታ ክላራ ካውንቲ
ዓመታዊ ክብረ በዓል ቤተ ክርስትያን ቅድስት ስላሴ ከተማ ሳንሆዘ
ናብ ምእመናን ሕዝበ ክርስቲያን
ብሩኽ በዓል ልደት ጎይታናን መድሃኒናን ኢየሱስ ክርስቶን ርሑስ ሐድሽ ዓመትን ይግበረልና። ቀጺልና ንጥሪ 07 2003 ብግእዝ ኣቆጻጽራ (January 15th 2011) ዓ.ም. ናይ ቅ/ስላሴ እነብዕለሉ ዓመታዊ ብዓልና ተኻፈልቲ ናይ ዝተፈላለየ መንፈሳዊ መደባት ክትኮኑ ብኽብሪ ንዕድም። ኣብዚ ክቡር በዓልእዚ ብብፁዕ ኣቡነ ሲኖዳ ናይ ሰሜን ኣመሪካን ካናዳን ብዝምርሑ ሊቃዊንቲ ቤተ ክርስትያን ውልደ ካህናትን ዲያቆናትን ዝቐርብ ዝተፈላለየ መንፈሳዊ መደባት ተሰሪዑ ኣሉ።
Christmas Divine Liturgy will be celebrating at ST. LUCY PARISH
Date: Thursday January 6th 2011
Time: 7:00pm Place: ST. LUCY PARISH
2350 WINCHESTER BLVD.
Campbell, Ca 95008
ዓመታዊ ክብረ በዓል ቤተ ክርስትያን ቅድስት ሥላሴ ከተማ ሳንሆዘ
ን13 ሓምለ 2013 ( Saturday July 13th 2013)