Copyright © 2009 Eritrean Holy Trinity Orthodox Santa Clara County. All rights reserved.

 

 

ናይ ኤርትራ ቅ/ስላሴ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ሳንታ ክላራ ካውንቲ

 

 

’’ናብ ቤት እግዚአብሄር ንክድ ምስ በሉኒ ተሐጎስኩ።’’ (መዝሙር፡ዳዊት122፡1)


ዓሰርት ትእዛዛት

 

1. ብዘይካ እግዚኣብሔር

ካሎት ኣማልክት ኣይተምልኽ፡

2. ስም እግዚኣብሔር ብኸንቱ ኣይትጸውዕ፡

3. መዓልቲ ሰንበት ኣኽብር፡

4. ኣቦኻን ኣዴኻን ኣኽብር፡

5. ኣይትቐተል፡

6. ኣይትዘሙ፡

7. ኣይትስረቕ፡

8. ብሕሶት ኣይትመስክር፡

9. ዘይገንዘብካ ኣይትመነ፡

ዘጸ. 201-17

10. ብጸይካ ከም ነፍስካ ኣፍቅር፡

ዘሌ. 1918

New Testament Bible In Tigringa

ዝዛረብ መጽሐፍ ቁዱስ  ብትግርኛ

Click Here

           The Eritrean Holy Trinity Orthodox Church of Santa Clara County

was founded on J an 1st, 2000 in Santa Clara County California.  

We live in a nation of great wealth and comfort, and as a church, we are committed to the person of Jesus , and we base our teaching upon God’s revealed word, the Bible.

                                                       Click here to Read more...

ሰሙነ ሕማማት

መጋቢት (2003) ዓ.ም  አምላከ ቅዱሳን እግዚአብሔር ጾምና ይባርኸልና።                                Click Here to Read more .......

ጾም 40 (ዓቢጾም)

 

ናይ ቁርስና በረኸት (ቀዳማይ ሰሙን ዘወረደ)

ዘመነ ማርቆስ ፣ ዓብይ ጾም ዝጅመረሉ ዕለት 17-ለካቲት 2006 ዓ.ም (02-24-2014) ኮይኑ ትንሣኤ ዕለት 12 ሚያዝያ 2006 ዓ.ም.ግ (04-20-2014 ዓ.ም) ይኸውን።

ዓብይ ጾም ካብተን ሸውዓተ ኣጽዋማት ሓደ ኮይኑ ንሓምሳን ሓሙሽተን መዓልታት ይጽወም። ዓብይ ጾም ሽሞንተ ሳምንታት ኣለውዎ። ንሳቶም ከአ ዘወረደ ፡ቅድስት፡ ምኩራብ፡ መጻጉእ፡ ደብረዘይቲ፡ ገብርሔር፡ ኒቆዲሞስ፡ ሆሳዕና እዮም።               Click here to Read more

ናይ ቁርስና በረኸት(ካልኣይ ሰሙን ቅድስት መጋቢት 2, 2014/ ለካቲት ፳፫ ፳፻፮ ዓ.ም)

ካብ ናይ ጎይታናን መድኃኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ጾም ካልኣይ ሰንበት ቅድስት ተባሂለ ዝጽውዓሉ ምኽንያት ካብዙ ሰንበት ዋዜማ ጀሚሩ ዝዝመር ጾመ ዱጓ ቀለሙ ከምዙ ዝስዕብ ይብሌ "ዛቲ ዕለት ቅድስት ይዕቲ፡ እዛ ዕለት ቅድስት እያ።" ሰንበትየ ቅዴስት እንተአዕረፍኩ፡ ዗ዘዕረፍኩላ ሰንበት ቅድስት እያ። "ቅዱሳነ ኩኑ እስመ አነሂ ቅዱስ አነ፡ ኣነ ቅዱስ እየ'ሞ ቅዱሳን ኩኑ " በለ እግዚአብሔር።                                                                    click here to readmore..

 

ናይ ቁርስና በረኸት (ሣልሳይ ሰሙን  ሙኩራብ መጋቢት 9 2014/ ለካቲት ፳፻፮ ዓ.ም)

ካብ ዒቢይ ጾም መበል ሥልሳይ ሰንበት ምኩራብ ይበሃሌ። ጎይታና መድኃኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ምኩራብ ኣትዮ ዛመሃረለ ዕለት እዩ። "ቦአ ኢየሱስ ምኩራበ ኣይሁዳ" መዛሙር ዘምኩራብ "ጎይታና መድኃኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ናብ ምኩራበ ኣይሁዳ ኣተወ።                                                                  Click here to read more...

ናይ ቁርስና በረኸት(ራብዓይ ሰሙን መጻጉዕ መጋቢት 16 2014 / ፯ ፳፻፮ ዓ.ም)

ካብ ዓቢይ ጾም ራብዓይ ሰንበት መጻጉዕ ይብሃሌ። እዙ ዜተበሃሇለ ምኽንያት ኣብዙ ሰንበት ዜዜመር ናይ ጾመ ደ጑ ካብ ዋዛማ ጀሚሩ " አሕየዎ ኢየሱስ ሇመጻጉዕ ሐመ ሠሊሳ ወሰመንተ ዓመተ ፡ 38 ዓመት ዜሓመመ መጻጐዕ ኢየሱስ ኣሕውዩዎ።"    Click Here to Read more

 

ናይ ቁርስና በረኸት (ሓሙሻይ ሰሙን ደብረዘይት መጋቢት 23 2014/ ፲፬ ፳፻፮ ዓ.ም)

ብ ዒቢይ ጾም ሓሙሻይ ሰንበት ደብረዘይት ይበሃል። ኣብዚ ሰንበት ካብ ዋዜማ ጀሚሩ ዝዝመር መዝሙር "እንዘይነብር እግዚእነ ውስተ ደብረዘይት ቀርቡ ኃቤሁ ኵሎሙ አርዳኢሁ በዕለተ ሰንበት ወይቤልዎ ንገረነ በምንት ይከውን ተአምሪኁ ለምጽአትከ ወለኅልቀተ ዓለም፡ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ደብረዘይቲ ተቀሚጡ ከሎ ብዕለተ ሰንበት ደቂ መዛሙርቱ ናብኡ ቀሪቦም ናይ ምምጻእካንን ናይ ኅልቀት ዒለምንከ ምልክቱ እንታይ እዩ፡ እስከ ንገረና።"በልዎ"                                                      Click Here To Read more

ናይ ቁርስና በረኸት (ሻድሻይ ሰሙን ገብርኄር መጋቢት 30, 2014/ ፳፩ ፳፻፮ ዓ.ም.)

 

ካብ ዒቢይ ጾም ሻሻይ ሰንበት ገብርኄር ይበሃ። ኣብ ሰንበት ካብ ዋማ ጀሚሩ ዝዝመር ጾመ ጓ "ገብርሔር ወገብር ምእመን ገብር ዗አሥመሮ እግኡ፡ ንጎይትኡ ዗ሐጎሰ እሙን ርህሩህ ኣገ እዩ። ገብርሔር ወገብር ወምእመን ዗በዉኁምእመነ ኮነከ በ ብዘኅ እሰይመከ፡ ብውሑ ተኣንሚካ ኢኻ'ሞ ኣብ  ብሑ ክሾመካ እየ።" ዗በምክናከ ሠናየ ገብርከ ብጹዕ አንተ ገብርሔር።                                                                                     Click here To Read more

 

ናይ ቁርስና በረኸት(ሻብዓይ ሰሙን ኒቆዱሞስ ሚያዝያ 06,2014/ መጋቢት ፳፰  ፳፻፮ ዓ.ም)

ካብ ዒቢይ ጾም ሻብዒይ ሰንበት ኒቆዱሞስ ይበሃል። ኣብዚ ሰንበት ዝዝመር መዝሙር ካብ ዋዜማ ጀሚሩ ከምዚ ዝስዕብ እዩ። "ወሀሎ አሐደ ብእሲ እምፈሪሳውያን ዘስሙ ኒቆዱሞስ መልአኮሙ ለአይሁድ ዘሖረ ኃቤሁ ቀዲሙ ሌሉተ ኃበ ኢየሱስ ፡ ሓደ ኒቆዱሞስ ዝስሙ ሓለቃ ኣይሁድ ካብ ወገን ፈሪሳውያን ነበረ። ንሱ ብለይቲ ናብ ኢየሱስ መጸ።

ኒቆዱሞስ ሰገዯ መንፈቀ ሌሊት ለዘቀደሳ ሰንበት፡ ንሰንበት ንዝቀደሳ ጎይታ ኒቆዱሞስ መጺኡ ንስኻ መምህር ኴንካ ካብ ኣምላኽ ከም ዝመጻእካ ንፈልጥ ኢና ።"

                                                                 Click here to read more

 

ናይ ቁርስና በረኸት (ሻሙናይ ሰሙነ ሆሳእና ሚያያ 09/2003) ዒ.ም

ካብ ዒቢይ ጾም ሻሙናይ ሰንበት ሆሣእና ይብሃል። እዚ ስም ዝረኸበለ ምኽንያት ኣብ ዕለት ሰንበትን ዋዜማኡን ዝዝመር ጾመ ድጓ << ሆሣእና በአርያም>> ናይ ሆሣእና ቃል ብተደጋጋሚ እንዳጠቀሰ ሰለዝዝመር እዩ።  ለቃ 1333-35 ።      Click Here to Read more.........